“ ቘልዓ እታ ኪኸደላ ዚግብኦ መገዲ ኣላምዶ እሞ ምስ ኣረገ ኻብኣ ኣይኬልግስን እዩ። ” ምሳሌ 22:6
እንቋዕ ናብ ህጻናት ኣገልግሎት ብደሓን መጻኹም!
ቤተክርስትያን ውስ ወለዲ ከሞት ሕብባር ሰናይ ለወጢ ከምጽእ ዝኽእል ስልጡንን ብመንፈስ ዝተመልመለ ናይ ክርስቶስ አካል ምህናጽ እዩ፡፡
ኣገልግሎትና ዘጠቓልልዎም ፕሮግራማት
- ናይ ቆልዑ ናይ መጽሐፍ ቅዱስ መጽናዕቲ
- ህጻናት ብጽድቅ ስነምግባር ዝሃንጽ ቡድን ምፍጣር
- ኣዘናጋዕቲ ብዝሆኑ ፕሮግራማት መንፈሳዊ ህይወቶም ምዕባይ